Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: January 1, 2015

24/፳፬ ታሕሳስ ልደቱ ለብጹእ ኣቡነ ተክለሃይማኖት/24th December The Birth Day Of St. Teklehaymanot

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! 24/፳፬ ታሕሳስ ልደቱ ለብጹእ ኣቡነ ተክለሃይማኖት  ተክለሃይማኖት ማለት ተክለ ኣብ ተክለ ወልድ ተክለ መንፈስ ቅዱስ ማለት እዩ። ኣቦኦም ጸጋ ዝኣብ (ዘርዐ ዮሓንስ) ኣዲኦም ድማ እግዚእኃርያ ይበሃሉ። ጸጋዝኣብ ትውልዶም ካብ ዘርኢ ሌዋውያን እዩ። ብኸመይ ትብሉ ትኾኑ እዚ ድማ ወዲ ንግስቲ ማክዳ ዕብነሓኪም (ቀዳማዊ ሰለሙን) ኣብ ኢዮሩሳሌም በጺሑ ንኣቡኡ ንጉስ… Continue Reading

፳፫/23 ታሕሳስ ዕረፍቱ ለዳዊት ንጉስ እስራኤል/ 23th of December the Death of St. Devid

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፳፫/23 ታሕሳስ ዕረፍቱ ለዳዊት ንጉስ እስራኤል     ዳዊት ማለት ሑሩይ ማለት እዩ። “ወኣልዐልኩ ሑሩይየ እምሕዝብየ” ከም ዝብል (መዝ 89፡19)። ኣንድም ልቢ ኣምላኽ ማለት እዩ “ረከብክዎ ለዳዊት ወልደ እሰይ ብእሴ ምእመነ ዘከመ ልብየ” ተባሂሉ ተነጊሩሉ እዩ (ግ.ሓ 13፡22)።  ትውልዱ ካብ ነገደ ይሁዳ እዩ። ኣቡኡ እሰይ ኣዲኡ ድማ ሁብሊ ይበሃሉ።… Continue Reading