Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: January 14, 2015

፯/7 ጥሪ በዓለ ቅድስት ስላሴ/ QDST SLASIE

           በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!          ፯/7 ጥሪ በዓለ ቅድስት ስላሴ ስላሴ ዝብል ሰለሰ-ሰለስተ ገበረ ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ዝተረኽበ ክኸውን ከሎ ሰለስተ፡ ሰለስትነት ማለት ክኸውን ከሎ ንሱ ሒዝዎ ዘሎ ምስጢር ግና ሓደን ሰለስተን ሓድነትን ሰለስትነትን ተባሂሉ ይትርጎም። ሰለስትነቶም ብስም፡ ብኣካል፡ ብግብሪ ክኸውን ከሎ፡ ሓድነቶም ድማ ብባህሪ ብህልውና፡… Continue Reading

Uncategorized

6/፮ ጥሪ በዓለ ግዝረት/BEOALE GZRET

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!                   6/፮ ጥሪ በዓለ ግዝረት      ግዝረት ማለት ምግዛር (ካብ ዕልቦ ነጻ ምዃን) ማለት እዩ። ሓደ ካብቶም ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን  እተኽብሮም 9 ንኣሽቱ በዓላት ጎይታ ድማ እዩ። ግዝረት ዝተጀመረ ብኣቦና ኣብርሃም እዩ (ዘፍ 17፡9-17)። ግዝረት እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስ ኣቦና አብርሃም ናይ ዝኣተዎ ቃል ኪዳን ምልክት ነበረ።… Continue Reading

Uncategorized