Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: January 16, 2015

፰/8 ጥሪ ዕረፍቱ ለሚልክያስ ነቢይ/ 8th January the death of prophet Malachi

         በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፰/8 ጥሪ ዕረፍቱ ለሚልክያስ ነቢይ ሚልክያስ ማለት “መልኣክ፡ ሓዋርያ፡ መልእኽተኛ”  ማለት እዩ። ዝተወለደሉ ዘመን ድማ እስራኤላውያን ካብ ጽዋዌ  (ምርኮ) ምስ ተመለሱ ኣብ  ስፋድ ዝበሃል ቦታ እዩ። ትውልዱ ካብ ነገድ ኣሴር እዩ። ቁጽሩ ድማ ካብ 12 ደቂቀ ነቢያት እዩ። ካብ ህጻንነቱ ጀሚሩ  ፈታዊ እግዚኣብሔር ነበረ።… Continue Reading