Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: January 18, 2015

፲፩/11 ጥሪ በዓለ ጥምቀት/11th January EPIPHANY

           በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!                ፲፩/11 ጥሪ በዓለ ጥምቀት    ጥምቀት፡ ኣጥመቐ ኣጠመቐ (ጠለቐ) ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ዝተወስደ ኮይኑ ጥምቀት ማለት ምጥላቕ ማለት እዩ። ጥምቀት 8 ዓይነት እዮም። እቶም 5 ምሳሌታት ክኾኑ ከለዉ፡ እቶም 3 ግና ኣማናውያን እዮም። ምሳሌታት ጥምቀት፥ “ኣጥመቃ ለምድር በማየ ኣይኅ፡ ኣጥመቆሙ ሙሴ… Continue Reading

Uncategorized