Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: January 19, 2015

፲፪/12 ጥሪ ቃና ዘገሊላ/ Qana ZEGELILA

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!           ፲፪/12 ጥሪ ቃና ዘገሊላ     “ወኣመ ሳልስት ዕለት ከብካብ ኮነ በቃና ዘገሊላ” ከም ዝብል። ጎይታ ካብ ገዳመ ቆሮንጦስ ድሕሪ ምምላሱ ኣብ 3ይ መዓልቱ ኣብ ቃና ዘገሊላ መርዓ ነበረ። ቃና ኣብ ኣውራጃ ገሊላ እትርከብ ዓዲ እያ። መርዓዊ ዶኪማስ እዩ ኣቡኡ ድማ ዮኣኪን ይበሃል። ኣብዚ መርዓዚ ቅድስት ድንግል… Continue Reading

Uncategorized