Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: January 21, 2015

ክብሪ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም/kbri Adiena Qdst Dngl Maryam

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዷምላክ ኣሜን!         ክብሪ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም    ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ብምዃና ካብ ኩሉ ፍጥረት ዝኸበረት ኢያ። እዚ ብእግዚኣብሔር ዝተዋህባ ክብሪ ድማ ብዝተፈላለየ መገድታት ይግለጽ።   ሀ) ቅድስንኣ “ኣነ ቅዱስ ኢየ እሞ ንስኻትኩም ከኣ ቅዱሳን ኩኑ” ብምባል ልዑል እግዚኣብሔር ከም ዝተዛረቦ  (ዘሌ 19፡1-2)፡ ብኣርኣያን… Continue Reading