Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: January 26, 2015

፲፰/18 ጥሪ ዝርወተ ኣጽሙ ለቅዱስ ጊዮርጊስ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!      “ልቡ ለጻድቅ ውኩል ከመ ኣንበሳ” ከም ዝብል ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተመዘዘ ሰይፊ ዝነደደ ሓውን፡ ቁጥዐ ዲድያኖስ  ከይፈርሐ መከራ ተዓጊሱ ብሕማሙን፡ ብሞቱን ንኣህዛብ እናኣእመነ 7 ዓመት ተጋዲሉ። በዚ ዕለት እዚ ዝዝከረሉ ዓቢ ነገር ድማ፡ እቶም ዓለውያን ብሰይፊ ቆሪጾም ፣ብሓዊ ኣንዲዶም ናብ ጉድጓድ ተደርብዩ ምሟት ምስ ኣበዮም፡ ንስግኡ ብመንኮርኮር ጥሒኖም… Continue Reading