Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: January 29, 2015

፳፩/21 ጥሪ ዕረፍታ ለእግዝእትነ ማርያም ድንግል (ኣስተርእዮ ማርያም)

           በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኣስተርእዮ ማርያም “ሞትሰ ለመዋቲ ይደሉ ሞታ ለማርያም የዐጽብ ለኩሉ”       ንኣምላኽ ዝወለደት ክብርትን ብክልተ ወገን ድንግል ዝኾነትን ቅድስት ድንግል ማርያም ዓለም ከይተፈጥረ ኣቐዲማ ኣብ ኅሊና ኣምላኽ ተሓሲባ ዝነበረት፡ እግዚአብሔር ኣምላኽ ንድኅነት ደቂ ሰባት መሠረተ ሕይወት ክትከውን ዝመደባን ዝኃረያን ምዃኑ እሙን ነገር እዩ።  እግዚአብሔር ኣምላኽ ስለ ድኅነት ደቂ ሰባት… Continue Reading