Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: January 30, 2015

፳፪/ 22 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ እንጦንስ ኣበ መነኮሳት/ Aba Antonios

               በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!               ፳፪/ 22 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ እንጦንስ ኣበ መነኮሳት      ሃገሮም ኣብ ግብጺ ቅማን ዝተባህለ ቦታ ኮይኑ ካብ ኣዝዮም ንእግዚኣብሔር ዝፈርሑ ክርስቲያን እዮም ተወሊዶም። ስድርኦም ብሕጻንነቶም ከለዉ ንመምህር ስለዝሃብዎም እናተማህሩን እናኣገልገሉን እዮም ዓብዮም። ድሒሩ ግና ኣቡኦምን… Continue Reading