Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: January 2015

፬/4 ጥሪ ዕረፍቱ ለሓዋርያ ዮሓንስ /4th January The Death of st. John the Apostle

        በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!         ፬/4 ጥሪ ዕረፍቱ ለሓዋርያ ዮሓንስ       ዮሓንስ ማለት ሓጎስ ሰላም ርህራሄ ወሳህል ማለት እዩ። ቅዱስ ዮሓንስ ወልደ ነጎድጋድ፡ ኣቡቀለምሲስ፡ ነባቤ መሎኮት፡ ታዖጎሎስ፡ ቁጽረ ገጽ ተባሂሉ ውን ይጽዋዕ እዩ ። እዚ ከኣ “ቀዳሚሁ ቃል ውእቱ” ኢሉ ንምስጢረ ስላሴ ኣርቂቑን ኣስፊሑን ስለ… Continue Reading

ሱባዔ እንታይ እዩ፧/subaie entay eyu?

                                                       ሱባዔ እንታይ እዩ፧ 1, ሱባዔ እንታይ ማለት እዩ፧   ሱባዔ ብሰዋስዋዊ ትርጉሙ፡ “ሰብዐ፥ ሾብዓተ ገበረ” ካብ ዝብል ግሲ ዝወጽአ እዩ። ብመንፈሳዊ ትርጉሙ ድማ ሓደ ሰብ፡ “ካብ’ዚ መዓልቲ እዚ ክሳብ እዚ መዓልቲ እዚ ብጸሎት ምስ ፈጣርየይ ክራኸብ እየ” ኢሉ ዝውጥኖ መንፈሳዊ ውጥን እዩ። ቁጽሩ ሾብዓተ ኣብ እስራኤላውያን ብቓልን ብግብርን እትግለጽ ፍጽምቲ ቁጽሪ እያ። ንኣብነት፥ ፈጣሪ… Continue Reading

፩/1 ጥሪ ዕረፍቱ ለቅዱስ እስጢፋኖስ ሊቀ ዲያቆናት/1st January the death of st. Stephen

          በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                            ፩/1 ጥሪ ዕረፍቱ ለቅዱስ እስጢፋኖስ ሊቀ ዲያቆናት     እስጢፋኖስ ማለት ፋና ማለት እዩ። ሊቀ ዲያቆናት ቀዳሜ ሰማዕት ድማ ይበሃል። ቀዳሜ ሰማእት ምባሉ ጎይታ ንደቂ መዛምርቱ “ሑሩ ወመሀሩ ወስተ ኩሉ ኣጽናፈ ምድር” ኢልዎም ድሕሪ ምዕራጉ ንመጀመርያ ግዜ ብሰማእትነት ዝሞተ ንሱ ስለዝኾነ እዩ። እዚኸ ከመይ እዩ ምስ እንብል፥… Continue Reading

፳፱/29 ታሕሳስ ልደቱ ለእግዝእነ/ 29th of December The Birth of Jesus

       በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!            ፳፱/29 ታሕሳስ ልደቱ ለእግዝእነ  “እንሆ ንኹሉ ህዝቢ ዝኸውን ዓቢይ ሓጎስ አበስረኩም ኣለኹ እሞ ኣይትፍርሁ“(ሉቃ2፡10)    ኣዳም ትእዛዝ እግዚኣብሔር ጥሒሱ ኣይትብላዓያ ዝተባህለ ዕጸ በለስ በሊዑ፡ ሞት ተፈሪድዎ ካብ ገነት ድሕሪ ምውጽኡ ንእግዚኣብሔር ዝኣክል ጎይታ፡ ንገነት እትመስል ቦታ ሰኢነ ተሪፈ ብምባል ተጣዕሰ። ጎይታ ድማ ሓዘኑ ርእዩ ልመንኡ ሰሚዑ… Continue Reading

Uncategorized

ሰብአ ሰገል (ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍትን ትውፊት ቤተ ክርስቲያንን) (ካልኣይን መወዳእታን ክፋል/ SEBA SEGEL (part two)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ሰብአ ሰገል  (ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍትን ትውፊትን ቤተ ክርስቲያንን) (ካልኣይን መወዳእታን ክፋል) እቲ ኮኸብን ትንቢታዊ ትርጉሙን  ኣዳምን ደቁን ብትንቢትን ብተስፋን ክርእይዎ ዝጽበዩ ዝነበሩ ኮኾብ፡ ክርስቶስ ነበረ። ብዛዕባ’ዚ ኮኾብ ድማ ካብ ወገን ዘርኢ ያዕቆብ ከምዝርከብ ኣቐዲሙ እግዚአብሔር ንዝዛረቦ ጥራይ ጠቒሱ ዝዛረብ ዝነበረ በለዓም እዩ። በለዓም ነቲ ካብ ምድሪ ግብጺ ብ10… Continue Reading

Uncategorized

ሰብአ ሰገል (ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍትን ትውፊትን ቤተ ክርስቲያንን) (ቀዳማይ ክፋል) SEBA SEGEL (1ST PART)

                  በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!    ሰብአ ሰገል  (ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍትን ትውፊትን ቤተ ክርስቲያንን) (ቀዳማይ ክፋል)  ኣብ ጊዜ ዜና ልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣገዳሲን ልዑል ስፍራን ብዛዕባ ዘለዎም ሰብአ ሰገል ዘሎና ኣፍልጦ ከመይ ይመስል፧   ብዛዕባኦም ቅዱስ ማቴዎስ ወንጌላዊ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ካብ ፍቕዲ… Continue Reading

Uncategorized

24/፳፬ ታሕሳስ ልደቱ ለብጹእ ኣቡነ ተክለሃይማኖት/24th December The Birth Day Of St. Teklehaymanot

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! 24/፳፬ ታሕሳስ ልደቱ ለብጹእ ኣቡነ ተክለሃይማኖት  ተክለሃይማኖት ማለት ተክለ ኣብ ተክለ ወልድ ተክለ መንፈስ ቅዱስ ማለት እዩ። ኣቦኦም ጸጋ ዝኣብ (ዘርዐ ዮሓንስ) ኣዲኦም ድማ እግዚእኃርያ ይበሃሉ። ጸጋዝኣብ ትውልዶም ካብ ዘርኢ ሌዋውያን እዩ። ብኸመይ ትብሉ ትኾኑ እዚ ድማ ወዲ ንግስቲ ማክዳ ዕብነሓኪም (ቀዳማዊ ሰለሙን) ኣብ ኢዮሩሳሌም በጺሑ ንኣቡኡ ንጉስ… Continue Reading

፳፫/23 ታሕሳስ ዕረፍቱ ለዳዊት ንጉስ እስራኤል/ 23th of December the Death of St. Devid

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፳፫/23 ታሕሳስ ዕረፍቱ ለዳዊት ንጉስ እስራኤል     ዳዊት ማለት ሑሩይ ማለት እዩ። “ወኣልዐልኩ ሑሩይየ እምሕዝብየ” ከም ዝብል (መዝ 89፡19)። ኣንድም ልቢ ኣምላኽ ማለት እዩ “ረከብክዎ ለዳዊት ወልደ እሰይ ብእሴ ምእመነ ዘከመ ልብየ” ተባሂሉ ተነጊሩሉ እዩ (ግ.ሓ 13፡22)።  ትውልዱ ካብ ነገደ ይሁዳ እዩ። ኣቡኡ እሰይ ኣዲኡ ድማ ሁብሊ ይበሃሉ።… Continue Reading