Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: February 1, 2015

ጾመ ነነዌ/ Xome Nenewie

  በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ        ጾመ ነነዌ         ጾም ማለት ቀዳማይ ንዝተወሰነ ግዜ ካብ ዝብላዕን ዝስተን ተኸልኪልካ ፍቓድ ሥጋ ንፍቓድ ነፍስ ከም እትግዛእ ምግባር እዩ። ከምኡ  ዓይንኻ ክፉእ ካብ ምርኣይ፡  እዝንኻ ክፉእ ካብ ምስማዕ ፡ ኣፍካ ክፉእ ካብ ምዝራብ፡  እግርኻ ናብ ክፉእ ካብ ምኻድ፡  ብሓፈሻ ካብ ኃጢኣት ተኸልኪልካ ምጽናሕ እዩ። ጾም… Continue Reading

Uncategorized