Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: February 6, 2015

፳፱/ 29 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣቡነ ታዴዎስ/ 29 january the death of st. Tadiewos

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፳፱/ 29 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣቡነ ታዴዎስ        ናይ ትውልዲ ቦትኦም ጽላልሽ (ዞረሬ) እዩ። ኣቡኦም ሮማንዮስ ኣዲኦም ማርታ ይበሃሉ። ሮማንዮስ መዓርገ ቅስና ዘለዎ ክኸውን ከሎ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት ሓወቦኡ እዮም።      ኣብ ማህጸን ኣዲኦም ከለዉ ኣብ ጽላልሽ ጥሜት በርቲዑ ነበረ። ወገናትና እናጠመዩ ከለዉ ንሕና በይንና እንተበላዕናን እንተሰተናን ጽቡቕ ኣይኮነን… Continue Reading