Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: February 9, 2015

፪/2 ለካቲት ዕረፍቱ ለኣባ ጳውሊ/Erefti Aba Pawli

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!              ፪/2 ለካቲት ዕረፍቱ ለኣባ ጳውሊ     ጳውሊ ከፊለ ስም እዩ። ጳውሎስ ማለት ንዋይ፡ ሕሩይ ማለት እዩ። ሃገሮም እስክንድርያ እዩ። ኣቡኦም ሞይቱ ነቲ ሃብቲ ክማቐሉ ከለዉ ዓቢ ሓዎም ጴጥሮስ ካብቲ ዝብጽሖም ስለዘጉደለሎም በዚ ተጻሊኦም ንኸፍርድዎ ናብ ዳኛ ክኸዱ ከለዉ እቶም ሰብ ናይቲ ዳኛ ሃገር ሓደ በዓል ጸጋ ሞይቱ… Continue Reading

፪/2 ለካቲት ዕረፍቱ ለኣባ ጳውሊ/ Erefti Aba Pawli