Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: February 11, 2015

፬/4 ለካቲት ዮሓንስ ወልደ ነጎድጓድ/ Yohannes Weldenegodguad

         በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፬/4 ለካቲት ዮሓንስ ወልደ ነጎድጓድ      ዮሓንስ ማለት ሓጎስ ርህራሄ ማለት እዩ።  ዮሓንስ ወንጌላዊ ነገዱ ካብ ነገደ ይሁዳ፡ ሃገር ስብከቱ ድማ ኤስያ  እዩ። ዮሓንስ ወንጌላዊ ታኦሎጎስ፡ ቀጽረ ገጽ፡ ፍቁረ እግዚእ፡ ዮሓንስ ወልደነጎድጓድ ተባሂሉ ውን ይጽዋዕ እዩ።  ንወንጌሉ ድማ ብቋንቛ ዮናኒ እዩ ጽሒፍዎ።  ቁጽሩ ካብ 12 ሓዋርያት ኮይኑ… Continue Reading