Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: February 16, 2015

ዓቢይ ጾምን ሰናብቲ ዓቢይ ጾምን ( 1ይ ክፋል)

ዓቢይ ጾምን ሰናብቲ ዓቢይ ጾምን ( 1ይ ክፋል) በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ኣቐዲምና ብበረኸት ፣ብምሕረት ዝጓስየና ንዘሎ ቅዱስ እግዚኣብሔር ብኣና ብድኹማት ባሮቱ ፣በቶም ከየዕረፉ ኩሉ ግዜ ብዘይምቁራጽ ዘመስግንዎ ቅዱሳን መላእኽትን ብኹሎም ፍጡራቱን ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን፣፣ ኣሜን፣፣ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና  ካብቲ ዝሓለፈ ዓመት ናብዚ ዓመት እዚ ብሰላም ሓልዩ ብጥዕና ስለ ዘጽንሓናን ዘብጽሓናን ስሙ… Continue Reading

Uncategorized