Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: February 17, 2015

10/፲ ለካቲት ዕረፍቱ ለሓዋርያ ያዕቆብ ወልደእልፍዮስ/the death of James the son of Alphaeus

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!            10/፲ ለካቲት ዕረፍቱ ለሓዋርያ ያዕቆብ ወልደእልፍዮስ     ያዕቆብ ማለት ኣኅዜ ሠኮና ኣዕቅጺ( ኣሰናኻሊ) ማለት እዩ። ነገዱ ካብ ነገደ ጋድ ኮይኑ ሃገር ሰብከቱ ኢየሩሳሌም እዩ። ንሱ ሓደ ካብ 12 ሓዋርያት እዩ። ሓዋርያ ያዕቆብ ስብከት ወንጌል ክጅምር ከሎ ኣብ ማእከል ኢየሩሳሌም ኣብ ምኩራብ ኣይሁድ ኣትዩ… Continue Reading