Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: February 21, 2015

ኪዳነ ምሕረት /Kidane Mhret

   በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                         ኪዳነ ምሕረት      ኪዳን ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ወገናት ዝግበር ውዕል፡ ቁምነገር፡ ናይ ፍቕርን ናይ ሓድነትን ማሕላ፡ ሰላማዊ ሕጊ፡ ንኽልተ ወገን ሓደ ዝገብር፡ ንረብሓን ጥቕምን ብተስፋ ዝፍጸም (ዝተጻሕፈ) ስርዓት፡ ምስ ዘፍርስዎ ጉድኣትን ፍርድን ዘምጽእ እዩ።      ኪዳን… Continue Reading

Uncategorized

ሰናብቲ ዓቢይ ጾም,,,,,,ካልኣይቲ ሰንበት (ቅድስት)/ KALAY SENBET ( QDST)

                በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                           ሰናብቲ ዓቢይ ጾም,,,,,,ካልኣይቲ ሰንበት  (ቅድስት)    ዝኸበርኩም ኣንበብቲ ናይዚ ዓምዲ እዚ፡ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍና  ሓፈሻዊ መእተዊ ናይ ዓቢይ ጾም፡ ጾመ ሕርቃልን፡ ብዛዕባ እታ ካብተን ሸመንተ ሰናብቲ ናይ… Continue Reading

Uncategorized