Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: March 2015

ሻውዓይቲ ሰንበት ናይ ዓቢ ጾም ኒቆዲሞስ ( NICODEMUS)

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ሻውዓይቲ ሰንበት ናይ ዓቢ ጾም    ኒቆዲሞስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና  ካብታ ዝሓለፈት ቅድስቲ  ዕለተ ሰንበት ናብዛ ዕለት እዚኣ ስለ ዘብጽሓና ስለ ምሕረቱን  ትዕግስቱን ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን። ኣሜን! እግዚኣብሔር ኣምላኽና ብሰናይ ፍቓዱ ነዘን ዝሓለፋ ሽዱሽተ ሰናብቲ ናይ ዓቢ ጾም ብሰላም ኣሕሊፉ ናብዛ ሻውዓይቲ ሰንበት ብሰላም ዘብጽሓና ሕጂ እውን ስለዘይወዳእ… Continue Reading

Uncategorized

ምስጋና/MSGANA

ምስጋና ምስጋና ንእግዚኣብሔር ነቲ ፈጣሪ ኩሉ ኣድማስ ብርሃን ዝመስሎ ዘይብሉ ሕያዋይ ጓሳ  ውጹዕ ዝሕሉ ኣቦ ፍቕሪ ፍጹም ዘየዳሉ።                 ንኣምላኽ ኣሚና ኣብ እንኸዶ ወፍሪ                 ደረቕ ዝነበረ ማይ ህይወት ይዛሪ                 ንመኻናት ዝተባህሉ ቅዱሳት ዘፍሪ። ምስጋና ንእግዚኣብሔር ቃላቱ ንውሓጦ ኣሰርና ክጸንዕ ደልሃመት ከይውሕጦ ብርሃና ክደምቕ ግመና ክቕንጥጦ።                 ምስጋና… Continue Reading

Uncategorized

Leave a reply

መጋቢት 10 መስቀል/ 10th March (Mesqel)

        በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!              መጋቢት 10 መስቀል    ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሰቕለሉ መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ ግዜታትን ብዝተፈለለዩ ሰባትን ድሕሪ ምቕባሩ ብ 10 መጋቢት ተፋሒሩ ወጸ። መጀመርያ ብንግስቲ ኢለኒ ኣብ ኢየሩሳሌም፡ካልኣይ ግዜ ድማ ብንጉስ ሕርቃል ኣብ ፋርስ ወጸ። “ወበዛእቲ ዕለት እምበለ ይዕዱ… Continue Reading

Uncategorized

Leave a reply

ሽሕ ይሁዳታት እንተኸሓዱ ሽሕ ማትያሳት የተንስእ

          በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!   ሽሕ ይሁዳታት እንተኸሓዱ ሽሕ ማትያሳት የተንስእ      እግዚኣብሔር ብሓድነቱ ዓለም ቅድሚ ምፍጣሩ ብልቢ ዝመኸሮ፡ ዓለም ድሕሪ ምፍጣሩ ኣብ ነቢያት ሓዲሩ ዝተዛረቦ ትንቢታት ንምፍጻም፡ ካብ ሰለስተ ኣካላት እቲ ሓደ ኣካል፡ ወልድ፡ ስጋ ለቢሱ ሰብ ኮነ። ሰብ ኮይኑ ድማ ሕጊ ጠባያውን ሕጊ መጽሓፋውን እናፈጸመ ዓበየ። እዚ ድማ… Continue Reading

መጋቢት ፭/5፡ ዕረፍቱ ለኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ/ 5th of March The Death OF ABUNE GEBREMENFESQDUS

መጋቢት ፭/5፡ ዕረፍቱ ለኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ሃገሮም ኣብ ንሂሳ ዝተባህለ ዓዲ ናይ ሃገረ ግብጺ ኢዩ። ኣቡኦም ስምዖን ኣዲኦም ድማ ኣቅሌስያ ይበሃሉ። እዞም ክልተ ናይ እግዚኣብሔር ሰባት ብዘይ ውላድ (፴/30) ዓመታት ብፍቕርን ብስኒትን ተቐመጡ። ካብ መዓልታት ሓደ መዓልቲ ኣቅሌስያ ኣብ ቤተ እግዚኣብሔር ኣትያ… Continue Reading

መልሲ ንሕቶታትኩም

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!      መልሲ ንሕቶታትኩም ሕቶ፥ ኢየሱስ ክርስቶስ “መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዝመጽእ የልቦን። ንዓይ ፈሊጥኩምኒ ነይርኩም እንተትኾኑስ ነቦይ’ውን ምፈለጥኩሞ ነይርኩም። ካብ ሕጂ ግና ፈሊጥኩምዎ ርኢኹምዎን ኣለኹም” ዝብል ኣብ ወንጌለ ዮሓ 14፡6 እንታይ ማለት እዩ፧ እዚ ጥቕሲ እዚ ኢየሱስ ኣማላዲ እዩ ዝብል ትርጉም… Continue Reading

Uncategorized