Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: April 2015

፳፫/23 ሚያዚያ ዕረፍቱ ለቅዱስ ጊዮርጊስ/ April 23, The Death Of Saint George

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ አሜን።       ፳፫/23 ሚያዚያ ዕረፍቱ ለቅዱስ ጊዮርጊስ        ጊዮርጊስ ማለት ብሩህ ኮኾብ ፡ ሓረገ ወይኒ፡ ጸሓይ ማለት እዩ። ሃገሩ ኣብ ልዳ (ሉድ) ኣብ ጥቃ ከተማ ቴልኣቪቭ እትርከብ ከተማ እያ። ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቦኡ ዘሮንቶስ  ኣዲኡ ድማ  ኣቅሌስያ (ቴዎብስታ) ይበሃሉ። ወለዱ ብሃይማኖቶም ኣዝዮም ዝጸንዑ ምስጉናት ሰባት ነበሩ። ብዙሕ ሃብቲ ውን ነበሮም።… Continue Reading

Leave a reply

ወላዲት ኣምላክ ኣብ ብሉይ ኪዳን (2ይ ክፋል)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ወላዲት ኣምላክ ኣብ ብሉይ ኪዳን (2ይ ክፋል) መቐጸልታ ናይ ዝሐለፈ……….. መ)ሰላማዊት ርግቢት ኖህ ድሕሪ ኣርብዓ መዓልቲ ናይ ጥፍኣት ማይ ብመስኮት ከፊቱ ንኳኽ ለኣኾ ኳኽ ግና ናይ ጥፍኣት ማይ/ማይ ኣይሂ/ ክሳዕ ዝጎድል ኣይተመልሰን ብኡ ብኡ ጠፍአ። ብዘመን ማይ ኣይሂ ጥፍኣት ኳኽ ናይ ሰላም ልኡኽ ክኸውን ኣይከኣለን ምኽንያቱ ናይ ጥቕሚ… Continue Reading

Uncategorized

Leave a reply

ወላዲት ኣምላኽ ኣብ ብሉይ ኪዳን (1ይ ክፋል)

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ወላዲት ኣምላኽ ኣብ ብሉይ ኪዳን (1ይ ክፋል) ስለ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝተነግረ ኣብ ብሉይ ኪዳንን ሓድሽ ኪዳንን ኢልካ ምፍላይ ይከኣል ኢዩ። ብሉይ ኪዳን  ከኣ ብግዜ ኣበው፡ ብዘመነ ሕጊን ብዘመነ ነብያትን ብምኽፋል በዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። 1) ወላዲት ኣምላክ ብዘመነ ኣበው /ብሕገ ልቦና/ ልዑል እግዚኣብሔር… Continue Reading

Uncategorized

Leave a reply

ንመከራ ኣሕሊፎም ክህብኹም እዮም !!! (ማቴ 24፡8)

        በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!         ንመከራ ኣሕሊፎም ክህብኹም እዮም !!! (ማቴ 24፡8)       ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቂ መዛሙርቱ ስለ ነገረ ምጽኣቱን ምልክት ሕልቀት ዓለምን ብዝሓተትዎ  መሰረት “በቲ እዋን እቲ  ንመከራ ኣሕሊፎም ክህብኹምን ክቐትልኹምን እዮም፣፣ ስለ ስመይ ከኣ ብኹሎም ኣህዛብ ጽሉኣት ክትኮኑ ኢኹም” በሎም፣፣  ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፣ ብፍጹም… Continue Reading

Leave a reply

ናይ ዘለኣለም ሕይወት ከኣ ኣምላኽ ሓቂ ንስኻ በይንኻ ምዃንካን እቲ ዝለኣካዮ ኢየሱስ ክርስቶስ ምዃኑ ምፍላጥ ኢዩ (ዮሓ፲፯፡፫/17፡3)

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ናይ ዘለኣለም ሕይወት ከኣ ኣምላኽ ሓቂ ንስኻ በይንኻ ምዃንካን እቲ ዝለኣካዮ ኢየሱስ ክርስቶስ ምዃኑ ምፍላጥ ኢዩ።(ዮሓ፲፯፡፫/17፡3) ናይዚ ቃል እዚ ተዛራቢ ባዕሉ ጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክኸውን ከሎ፡ ጸሓፊኡ ከኣ ፍቁረ እግዚእ፡ ነባቤ መለኮት(ታኦሎጎስ)፡ ናይ መስቀሉ እሙን ሓዋርያ ዝኾነ ቅዱስ ዮሓንስ ወንጌላዊ ኢዩ። ቅዱስ ዮሓንስ ዘይከም እቶም ሰለስተ ወንጌላውያን (ማቴዎስ፡… Continue Reading

Uncategorized

Leave a reply

፮/6 ሚያዝያ ማርያም ግብጻዊት

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!  ፮/6 ሚያዝያ ማርያም ግብጻዊት ማርያም ግብጻዊት ሃገራ እስክንድርያ እዩ። ኣቡኣን ኣዲኣን ብፍርሃት እግዚኣብሔር ይነብሩ ስለ ዝነበሩ ሰይጣን ብኦኦም ይቀንእ ነበረ። ንማርያም ድማ ብፍቕረ ዝሙት  ኣታለላ። ን27 ዓመታት ድማ ብኣመንዝራነት ነበረት። እግዚኣብሔር ከድሕና ስለ ዝደለየ ድማ ከተስተውዕል ጀመረት። ሓደ መዓልቲ ቅዱሳን ቦታታት ክበጽሑ ዝኸዱ ዝነበሩ ሰባት ረኸበት እሞ  ንሳ ድማ ንዕኦም… Continue Reading

ኣብ ግብረ ሕማማት ዝርከቡ ቃላትን ትርጉሞምን

ኪርያላይሶን፡  ኪርያላይሶን፡ ኪርያላይሶን!!!           ኣብ ግብረ ሕማማት ዝርከቡ ቃላትን ትርጉሞምን  ኣብ ግብረ ሕማማት  ዘለዉ ቃላት ብግእዝ ይኹን ብትግርኛ ከይተተርጎሙ ከም ዘለውዎ ካብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት ተወሲዶም ንጥቀመሎም ቃላት ኣለዉ ። ናይዞም ቃላት እዚኣቶም ትርጉም ከምዚ ዝስዕብ እዩ። 1, ኪርያላይሶን፥  ኪርያላይሶን ናይ ግሪክ ቃል ኮይኑ  ኣናብብኡ “ኪርዬ ኤሌይሶን” እዩ። “ኪርያ” ማላት “እግዝእትነ” ማለት ክኸውን ከሎ “ኪርዬ” ማለት… Continue Reading

Uncategorized

“እንተ ዝፈልጥዎስ ነቲ ጎይታ ክብሪ ኣይምሰቐልዎን ” (1ቆሮ2፡8)

              በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ  ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። “እንተ ዝፈልጥዎስ ነቲ ጎይታ ክብሪ ኣይምሰቐልዎን ” (1ቆሮ2፡8)      ኣቦና ኣዳምን ኣዴና ሄዋንን “ኣይትብልዑ” ዝብል ትእዛዝ  ምስ ጠሓሱ   ካብ ገነት ኤዶም ተሰጉ (ዘፍ3፡23)፡ስለ በደሎም ንስሓ ምስ ኣተዉ ከኣ እቲ ኩሉ  ብንስሓ ተመሊሱ ብህይወት ክነብር እምበር  ሓደ   እኳ ክጠፍእ ዘይደሊ … Continue Reading

Uncategorized