Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: April 14, 2015

፮/6 ሚያዝያ ማርያም ግብጻዊት

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!  ፮/6 ሚያዝያ ማርያም ግብጻዊት ማርያም ግብጻዊት ሃገራ እስክንድርያ እዩ። ኣቡኣን ኣዲኣን ብፍርሃት እግዚኣብሔር ይነብሩ ስለ ዝነበሩ ሰይጣን ብኦኦም ይቀንእ ነበረ። ንማርያም ድማ ብፍቕረ ዝሙት  ኣታለላ። ን27 ዓመታት ድማ ብኣመንዝራነት ነበረት። እግዚኣብሔር ከድሕና ስለ ዝደለየ ድማ ከተስተውዕል ጀመረት። ሓደ መዓልቲ ቅዱሳን ቦታታት ክበጽሑ ዝኸዱ ዝነበሩ ሰባት ረኸበት እሞ  ንሳ ድማ ንዕኦም… Continue Reading