Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: April 30, 2015

፳፫/23 ሚያዚያ ዕረፍቱ ለቅዱስ ጊዮርጊስ/ April 23, The Death Of Saint George

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ አሜን።       ፳፫/23 ሚያዚያ ዕረፍቱ ለቅዱስ ጊዮርጊስ        ጊዮርጊስ ማለት ብሩህ ኮኾብ ፡ ሓረገ ወይኒ፡ ጸሓይ ማለት እዩ። ሃገሩ ኣብ ልዳ (ሉድ) ኣብ ጥቃ ከተማ ቴልኣቪቭ እትርከብ ከተማ እያ። ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቦኡ ዘሮንቶስ  ኣዲኡ ድማ  ኣቅሌስያ (ቴዎብስታ) ይበሃሉ። ወለዱ ብሃይማኖቶም ኣዝዮም ዝጸንዑ ምስጉናት ሰባት ነበሩ። ብዙሕ ሃብቲ ውን ነበሮም።… Continue Reading

Leave a reply

ወላዲት ኣምላክ ኣብ ብሉይ ኪዳን (2ይ ክፋል)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ወላዲት ኣምላክ ኣብ ብሉይ ኪዳን (2ይ ክፋል) መቐጸልታ ናይ ዝሐለፈ……….. መ)ሰላማዊት ርግቢት ኖህ ድሕሪ ኣርብዓ መዓልቲ ናይ ጥፍኣት ማይ ብመስኮት ከፊቱ ንኳኽ ለኣኾ ኳኽ ግና ናይ ጥፍኣት ማይ/ማይ ኣይሂ/ ክሳዕ ዝጎድል ኣይተመልሰን ብኡ ብኡ ጠፍአ። ብዘመን ማይ ኣይሂ ጥፍኣት ኳኽ ናይ ሰላም ልኡኽ ክኸውን ኣይከኣለን ምኽንያቱ ናይ ጥቕሚ… Continue Reading

Uncategorized

Leave a reply