Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: May 2015

ሕጻን ዘይነበረ ቅዱስ ኣቦ የለን/

 በስመኣብ  ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                 ሕጻን ዘይነበረ ቅዱስ ኣቦ የለን  እግዚኣብሔር ኣምላኽ “ብመልክዕና ብምስልና ሰብ ንፍጠር” ኢሉ (ዘፍ1፡26) ንኣቦና ኣዳም ካብ ምድሪ ሓመድ ወሲዱ ወዲ 30 ዓመት ገይሩ ኣዴና ሔዋን ድማ ካብ ኣቦና ኣዳም ብዝወሰዶ መሰንገለ ጓል 15 ዓመት (ዘፍ 2፡7-22) ሰብኣይን ሰበይትን ገይሩ ፈጠሮም። ካብዚ… Continue Reading

Uncategorized

Leave a reply

ወላዲት ኣምላክ ብዘመነ ኦሪት ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!     ወላዲት ኣምላክ ብዘመነ ኦሪት  ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል ኣብ  መጽሓፍ ቅዱስ ስለ ድንግል ማርያም ምዝራቡ ኣብ ዘመነ ኣበው ጥራሕ ዝተሓዝአ ኣይነበረን። ብዘመነ ኦሪት ማለት ብዘመነ ሕጊ ልቦና ንደሓር እውን እንተኾነ  እግዚኣብሔር በብዘመኑ ዘተንስኦም ሰባት ብዛዕባ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ነገር ብብዙሕ ምሳሌታት ገሊጾም እዮም። ነዚ ውን ከምዚ ዝስዕብ… Continue Reading

Uncategorized

Leave a reply

፩/1 ጉንቦት ልደት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም (ዮም ፍስሓ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፩/1 ጉንቦት ልደት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም (ዮም ፍስሓ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም)    ድንግል ማርያም ቅድሚ ዓለም ኣብ ሕልና ኣምላኽ ዝነበረት ከም ምዃና ገና ከይተወለደት ትንቢት ተነጊሩላ ሱባኤ ተቆጺሩላ ዝነበረን፡ ምስ ተወልደት’ውን ኣደ ኣምላኽ እናተባህለት ከም እትነብር ቅዱሳን መጻሕፍቲ መስኪሮምላ እዮም። ብዛዕባ ልደት ቅድስት ድንግል ማርያም ነቢይ… Continue Reading

Uncategorized

Leave a reply

30/፴ ሚያዝያ ዕረፍቲ ሓዋርያ ማርቆስ/April 30, The Death 0f St. Mark

                 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!            30/፴ ሚያዝያ ዕረፍቲ ሓዋርያ ማርቆስ     ማርቆስ  ማለት ንህቢ፡ ኣንበሳ፡ ካህን ማለት እዩ። ንህቢ ዝተባህለሉ ንህቢ ንኹሉ ዕንባባታት ክም ዝጥዕሞ እሱ ድማ ቅድም ካብ ጎይታ ድሓር ድማ ካብ ሓዋርያት ስለ ዝተማህረ እዩ።  ኣንበሳ ዝተባህለሉ ድማ  ኣንበሳ ንላም ከም ዝሰባብራ እሱ ድማ ብአምሳለ ላም ዝተሰርሑ  ጣኦታት ግብጺ… Continue Reading

Leave a reply