Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: July 2015

Leave a reply

መንፈሳዊ ቪድዮ ገድሊ ቅዱስ ኣባኖብ ብትግርኛ

  በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ት/ሰ/ቅ/ድ/ማርያም ቤተክርስቲያን መድሃኔ ኣለም ኣብ ቅድስት ኣሃገረ እስራኤል ካብ ቋንቋ ዓረብ ናብ ቋንቋ ትግርኛ ዝተተርጎመ መንፈሳዊ  ቪድዮ ገድሊ ቅዱስ ኣባ ኖብ በረከትን ኣምላድነትን ጸጋን ናይ ቅዱስ ኣባኖብ ምስኩላትና ይኹን ኣሜን!         Continue Reading

Leave a reply

፲፱/19 ሓምለ በዓለ ሊቀ መላእኽት ቅዱስ ቅዱስ ገብርኤል

  በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ፲፱/19 ሓምለ በዓለ ሊቀ መላእኽት ቅዱስ ቅዱስ ገብርኤል   እዚ ዕለት እዚ ሊቀ መላእኽት ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽ ንቅዱስ ቂርቆስን ንቅድስት ኢየሉጣን ካብ ፍሉሕ ማይ ዘድሓነሎም ዕለት እዩ። ቅዱስ ቂርቆስ ሃገሩ ሮም እዩ። ኣቦኡ ቆዝሞስ ኣዲኡ ከኣ ቅድስት ኢየሉጣ ይበሃሉ።  ቅድስት ኢየሉጣ ሓረገ ትውልዳ ካብ ነግስታት እዩ። ድዮቅልጢያኖስ… Continue Reading

Leave a reply

ንስኻትኩምከ መን ትብሉኒ፧

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን         ንስኻትኩምከ መን ትብሉኒ፧     እዚ ቃል እዚ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ  ኣብ ቂሳርያ ናይ ፊልጶስ  ንደቀ መዛሙርቱ ኣኪቡ “ ሰባት ንወዲ ሰብ መን እዩ ይብልዎ፧” ኢሉ ምስ ሓተቶም፡ ንሳቶም ከኣ “ገሊኦም ዮሓንስ መጥምቕ፡ ገሊኦም ኤልያስ፡ ገሊኦም ከኣ ኤርሚያስ ገሊኦም ውን ሓደ ካብ ነቢያት እዩ ይብሉኻ” ኢሎም… Continue Reading

Leave a reply

መልሲ ንሕቶታትኩም

          በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! መልሲ ንሕቶታትኩም ሕቶ፥ ኣብ ከተማ ኢያሪኮ ኣብ ማይ ኤልሳዕ ኣብ ዝበጻሕክሉ እዋን እቲ ማይ መሪር ከምዝነበረ እሞ ኣቦና ኤልሳዕ ብዕትሮ ገይሩ ጨው ኣምጺኡ  ነቲ ጨው ኣብቲ ዓይኒ ማይ ምስ ገበሮ እቲ ማይ ጥዑይ ከምዝኾነ   እቲ ዕትሮን ጨውን ውን ምሳሌ ከምዝኾነ  እቲ ሒዝና ዝኸደ ሓው ነጊሩና ነይሩ፡ ዝከኣል… Continue Reading

Leave a reply

ኢድ ሰራሒት ጸናሒት

            በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!                   ኢድ ሰራሒት ጸናሒት            ሓደ ግዜ ክልተ  ኣጣል ኣብ ሽው ዝበለ ገደል  ብሓንቲ ኣዝያ ጸባብ መገዲ ክሓልፋ እንከለዋ  ጎፍ ንጎፍ ተራኸባ። እቲ ዝተራኸብሉ መገዲ ኣዝዩ ጸቢብ ስለ ዝነበረ  ንድሕሪት ክጥወያ እንተ በላ’ውን ከጥውየን ዝኽእል ኣየነበረን። እንተኾነ ክልቲኣን እተን ኣጣል… Continue Reading

Leave a reply

ቃለ መሕትት ምስ ወይዘሮ ምኽንያት

                      በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!                                          ቃለ መሕትት ምስ ወይዘሮ ምኽንያት      ወይዘሮ ምኽንያት፡ በቲ ዝያዳ ዝልለያሉ ብባህሪኤን ኢየን ዝፍለጣ። ካብቲ ዘገርም ልማደን… Continue Reading

Leave a reply

፳፬/24 ሰነ ዕረፍቱ ለኣባ ሙሴ ጸሊም/ 24th JUNE The Death Of St. Musie The Black

                         ፳፬/24   ሰነ ዕረፍቱ ለኣባ ሙሴ ጸሊም     ኣቦኡን ኣዲኡን ንጸሓይ ዘምልኹ ነበሩ።  ስድራኡ ሙሴ  ምሴ ክብድል እንከሎ ጸሓይ ኣምላኽና ከይትቁጥዓካ ይብልዎ ነበሩ።  ንሱ ግን “ጸሓይ ኣምላኽ እንተትኸውን ነይራ ክሳብ ሎሚ ኣይመጽንሓትን መቃጸለትኒ  ነይራ” ኢሉ ይምልሰሎም ነበረ። ሓደ መዓልቲ ግና  ጸሓይን ወርሕን ዝእዝዘን… Continue Reading

Leave a reply