Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: July 18, 2015

ንስኻትኩምከ መን ትብሉኒ፧

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን         ንስኻትኩምከ መን ትብሉኒ፧     እዚ ቃል እዚ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ  ኣብ ቂሳርያ ናይ ፊልጶስ  ንደቀ መዛሙርቱ ኣኪቡ “ ሰባት ንወዲ ሰብ መን እዩ ይብልዎ፧” ኢሉ ምስ ሓተቶም፡ ንሳቶም ከኣ “ገሊኦም ዮሓንስ መጥምቕ፡ ገሊኦም ኤልያስ፡ ገሊኦም ከኣ ኤርሚያስ ገሊኦም ውን ሓደ ካብ ነቢያት እዩ ይብሉኻ” ኢሎም… Continue Reading

Leave a reply