Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: August 2015

ክብሪ ናይ ቀደማ

                                 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!           ክብሪ ናይ ቀደማ ብማንም ዘይትንከፍ እቲ ናታ ክብሪ ቅድስተ ቅዱሳን ኣደ ምልኣት ፍቕሪ ጸሎትና ተዕርግ ናብ ልኡል ፈጣሪ ኣደ ጎይታ ዓለም ምብራቅ ጸሓይ በሪ።                 ናይ ምብራቅ… Continue Reading

Leave a reply

24/፳፬ ነሓሰ ዕረፍቱ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቕ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!        24/፳፬ ነሓሰ ዕረፍቱ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቕ   ኣቡነ ተክለሃይማኖት ካብ ኣብኦም ካህን ጸጋዘኣብ ካብ ኣዲኦም ቅድስት እግዚእሃረያ ብ 24 መጋቢት ተጸኒሶም ብ24 ታሕሳስ ፲፩፻፺፯/1197 ዓ.ም ኣብ ሰሜን ሽዋ ቡልጋ ጽላልሽ/ዞረሬ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ተወልዱ።   ምስ ተወልዱ ስድርኦም ፍሰሓ ጽዮን ኢሎም ሰመይዎም ትርጉሙ ድማ ናይ ጽዮን ሓጎስ ደስታ… Continue Reading

Leave a reply

ብሰንኪ ብዝሒ ክፍኣት ፍቕሪ ብዙሓት ክትዝሕትል እያ (ማቴ 24፡12)

        በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!    ብሰንኪ ብዝሒ ክፍኣት ፍቕሪ ብዙሓት ክትዝሕትል እያ (ማቴ 24፡12)       እዚ ቃል እዚ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብዛዕባ ምልክት ህልቂት ዓለምን ዳግማይ ምጽኣቱን ዝተዛረቦ ቃል እዩ።  ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናቱ ተኸተልቲ ንዝኾኑ ንስሙ መስከርቲ ክረኽቦም ዝኽእል  ሽግርን መከራን እንታይ ምዃኑ ኣስፊሑ ድሕሪ ምግላጽ( ማቴ 24፡1-11)፡ በቲ… Continue Reading

Leave a reply

“ተንሥእ እግዚኦ ውስተ ዕረፍትከ፤ አንተ ወታቦተ መቅደስከ” (መዝ ፻፴፩፥፰/መዝ 132፥8)

“ተንሥእ እግዚኦ ውስተ ዕረፍትከ፤ አንተ ወታቦተ መቅደስከ” (መዝ ፻፴፩፥፰/መዝ 132፥8)               በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ።                 1, ታሪኽ “ሞት ብጥሪ፡ ብነሓሰ ቀብሪ ከመይ ገይሩ፧        ኣብ ቅድስት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያና  ከም ታሪኽ ዝንገር ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ዕረፍቲ ኣብ ዝኾነሉ ዕለት ሓዋርያት ንናይ ኣዴና… Continue Reading

Leave a reply