Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: August 26, 2015

ብሰንኪ ብዝሒ ክፍኣት ፍቕሪ ብዙሓት ክትዝሕትል እያ (ማቴ 24፡12)

        በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!    ብሰንኪ ብዝሒ ክፍኣት ፍቕሪ ብዙሓት ክትዝሕትል እያ (ማቴ 24፡12)       እዚ ቃል እዚ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብዛዕባ ምልክት ህልቂት ዓለምን ዳግማይ ምጽኣቱን ዝተዛረቦ ቃል እዩ።  ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናቱ ተኸተልቲ ንዝኾኑ ንስሙ መስከርቲ ክረኽቦም ዝኽእል  ሽግርን መከራን እንታይ ምዃኑ ኣስፊሑ ድሕሪ ምግላጽ( ማቴ 24፡1-11)፡ በቲ… Continue Reading

Leave a reply