Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: September 2015

18/፲፰ መስከረም ዕረፍቲ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ (ከፋሌ ባሕር)

                    18/፲፰ መስከረም ዕረፍቲ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ (ከፋሌ ባሕር) ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ  ኣብ ትግራይ ኣውራጃ እንድርታ ፍሉይ ስሙ ጽራእ ዝተባህለ ዓዲ እዩ። ኣቦኦም  ክርስቶስ ሞዓ ኣዴኦም ድማ ሥነ ሕይወት ይበሃሉ። ስድርኦም ህጊ ኣምላኽ ዘኽብሩ ናይ እግዚኣብሔር ሰባስት ነበሩ። ክሳብ ግዜ እርጋኖም ውላድ ኣይነበሮምን በዚ ከኣ ኣዝዮም ይሓዝኑ ነበሩ። ሥነ ሕይወት… Continue Reading

መልሲ ንሕቶታትኹም

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!                         መልሲ ንሕቶታትኹም ሕቶ፥  ብዙሕ እዋን ብሊቃውንቲ ኣቦታት መማህራን “ቅድስት ድንግል ማርያም ንእግዚኣብሔር እንረኽበላ ድንኳን እያ” ክብሉ ይሰምዕ እየ እሞ እዚ ከመይ ማለት እዩ፧ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ኣስፍሕ ኣቢልኩም እንተትገልጹለይ፧ መልሲ፥  እግዚኣብሔር ብባህሪኡ ምሉእ ካብ ምዃኑ ዝተላዕለ ኣብ ሰማይ፡ ኣብ ምድሪ፡ ኣብ ታሕቲ ኣብ ላዕሊ ኣብ ዝርአን ዘይርአን… Continue Reading

ኣብ ግዜ ጳጉሜን ካብ ዝፍጸሙ ነገራት

  በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!              ኣብ ግዜ ጳጉሜን ካብ ዝፍጸሙ ነገራት  ናይ ፍቓድ ጾም ዝኸበርኩም ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ሎሚ ፪/2 ጳጉሜን እዩ። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣብ ዘዘለናዮ ማይ ጳጉሜን እናተሓጸብና ነዚ ቅዱስ ዕለታት ጳጉሜን ከነክብር ይሓግዘና ኣሜን!  ኣብ ግዜ ጳጉሜን ብዙሕ ሃይማኖታውን ባህላውን ንጥፈታት ይካየድ ወይ ይፍጸም እዩ። እቲ ዝፍጸም ነገራት ብዙሕ… Continue Reading

Leave a reply

ጳጉሜን

                      በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ አሜን።                                        ጳጉሜን!     ጳጒሜን ኣብ መጨረስታ ወርሒ ነሓሰን ቀቅድሚ ምጅማር ሓድሽ ዓመት መስከረምን ዝርከብ ዕለታት እዩ። ጸያቕ ኣዋርሕ ተባሂሉ ውን ይጽዋዕ እዩ። ጳጉሜን ዝብል ቃል መበቆሉ ጽርኢ ኮይኑ ሄፖጎሜኔ… Continue Reading

Leave a reply