Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: September 29, 2015

18/፲፰ መስከረም ዕረፍቲ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ (ከፋሌ ባሕር)

                    18/፲፰ መስከረም ዕረፍቲ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ (ከፋሌ ባሕር) ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ  ኣብ ትግራይ ኣውራጃ እንድርታ ፍሉይ ስሙ ጽራእ ዝተባህለ ዓዲ እዩ። ኣቦኦም  ክርስቶስ ሞዓ ኣዴኦም ድማ ሥነ ሕይወት ይበሃሉ። ስድርኦም ህጊ ኣምላኽ ዘኽብሩ ናይ እግዚኣብሔር ሰባስት ነበሩ። ክሳብ ግዜ እርጋኖም ውላድ ኣይነበሮምን በዚ ከኣ ኣዝዮም ይሓዝኑ ነበሩ። ሥነ ሕይወት… Continue Reading