Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: October 2015

መልሲ ንሕቶታትኩም

            በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!      መልሲ ንሕቶታትኩም ሕቶ፥ ገለ ሰባት “ኢየሱስ ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ከሎ፡ ካብቲ ካብ ሞት ከድሕኖ ዝኽእል፡ ብብርቱዕ ገዓርን ንብዓትን፡ ጸሎትን ምህለላን ኣቕረበ። ንኣምላኽ ዝእዘዝ ስለዝነበረ ከኣ ተሰምዐ” (ዕብ 5፡7) ዝብልጥቕሲ ብምልዓል “ጎይታ ኣማላዲ እዩ” ክብሉ ይስምዑ እዮም እሞ ፡ እዛ ጥኽሲ ትርጉማ እንተተብርሁልና፧  መልሲ፥    እዚ ጥቕሲ እዚ… Continue Reading