በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ኣብ እስራኤል ዝርከባ 14 ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበታት 3ይ ምዱብ ዓመታዊ ጉባኤአን ኣቃንዔን። ኣብ እስራኤል ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበታት ትማሊ ቀዳም ዕለት 31 ጥቅምቲ 2015 ናይ ሕብረት ጉባኤ ኣብ ጊልጋል ኣቃኒዐን። (ጊልጋል እስራኤላውያን ካብ ግብጺ ምስ ወጽኡ ኣብ በረኻታት ሲናይ ዝተወልዱ ደቂተባዕትዮ ዝተገዝሩላ፡ ናብ ምድረ ከንኣን ምስ በጽሑ ንመጀመርያ… Continue Reading