Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: January 19, 2016

፲ /10 ጥሪ ጾመ ጋሃድ

       በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!!                                                      ፲ /10 ጥሪ ጾመ ጋሃድ     ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ንጾም፡ ስርዓትን መደብን ኣውጺኣ ኣብ ዓመት ሸውዓተ (7) ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት ከም ዝህልዉ ገይራ። ዝኾነ ይኹን ክርስቲያን ነዞም ኣጽዋማት እዚኦም ክጾሞም ከም ዝግብኦ ትእዝዝ። እዞም ኣጽዋማት እዚኣቶም ድማ እዞም ዝስዕቡ እዮም፥ 1.   ዓቢይ ጾም 2.ጾመ… Continue Reading