Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: February 2016

፰/8 ለካቲት ልደተ ስምዖን

             ፰/8 ለካቲት  ልደተ ስምዖን            በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። “ወአመ ተፈጸመ ሰሙን ዕለት ወሰድዎ ለሕጻን ከመ ይግዝርዎ፡ ወሰመይዎ ስሞ ኢየሱስ በከመ ሰመዮ መልአክ እምቅድመ ትፅንሶ በከርሣ— ብሻሙናይ መዓልቲ ድማ ነቲ ሕጻን ክገዝርዎ ወሰድዎ፡ ከምቲ ጌና ኣብ ከርሲ ኣዲኡ ከሎ እቲ መልኣኽ ዝሰመዮ ድማ ስሙ ኢየሱስ ኢሎም… Continue Reading

፩/1 ለካቲት ክብረ በዓል ኣቡነ እንድርያስ (ሰፍኣ)

                        ፩/1 ለካቲት ክብረ በዓል ኣቡነ እንድርያስ (ሰፍኣ)     በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ታሪኽ ገድሊ ጻድቕ ኣቡነ–እንድሪያስ (ዘደብረ ጽገ ሰፍኣ) “መዘከርታ ጻድቕ ንበረኸት’ዩ” ምሳ 10፡7                           ትውልዶምን ኣተዓባብዮምን        ኣቡነ እንድሪያስ ካብ ዘኣማኑኤልን ኣመተ መንፈስቅዱስን ዝተባህሉ ፍርሃት እግዚኣብሔር… Continue Reading

8 ይ ዓመት ምምስራት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን መድሃኔ ኣለም ኣብ እስራኤል ከምፍቓድ ኣምላክ ብጽቡቕ ተዛዚሙ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን መድሃኔኣለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል፡ ትማሊ ሰንበት ዕለት 31ጥሪ 2016 ናይቲ ብምኽንያት ዓመታዊ ክብረ በዓል ዕረፍታ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም 21ጥሪ (ኣስተርእዮ) ከምኡ’ውን መበል 8ይ ዓመት ምምስራት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ… Continue Reading