Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: March 2016

13/፲፫ መጋቢት ሰማእት 40 ሓራ

እዞም ሰባት እዚኣቶም ኣባላት ሰራዊት ሃገረ ቢስጢንያ ዝነበሩ እዮም። መስፍን ናይ ብስጢንያ ምስ ሞተ ንጉስ ቆስጠንጢኖስ ንእልፍያኖስ ንጉስ ናይ ብስጥንያስ ጌሩ ሽሞ። እልፍያኖስ ክሽየም ከሎ ቤተ ክርስቲያን ክሰርሕ እየ ንክርስቲያን ድማ ክሕግዝ እየ ኢሉ እዩ ተሸይሙ። ድሓር ግን ብወርቅን ብብሩርን ዝተቐርጸ ምስሊ ብምቋም “ሃይማኖትኩም ለውጡ ንጣዖታት ስገዱ ክብል” ጀመረ። ብዙሓት ድማ ፈሪሆም ሃይማኖቶም ሓዲጎም ንጣዖታት… Continue Reading

፲፪/12 መጋቢት በዓሉ ለቅዱስ ሚካኤል

        ፲፪/12 መጋቢት በዓሉ ለቅዱስ ሚካኤል በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ  ኣሃዱ ኣምላኽ  ኣሜን። በዚ ዕለት እዚ ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ናብ በልዓም ዝተለእከሉ ዕለት እዩ። እስራኤላውያን  ካብ ምድረ ስደት ካብ ግብጺ  ድሕሪ ምውጽኦም ኣርብዓ  ዓመት ኣብ ምድረ በዳ ድሕሪ ምግባሮም ሞኣብ ድሕሪ ምብጽሖም ናይ ሞኣብ  ንጉስ ባላቅ ወልደ ጺጶር ንግብጻውያን ብትሽዓተ መቕዘፍቲ ብዓስራይ ሞት… Continue Reading