Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: April 5, 2016

27/፳፯ መጋቢት ስቕለት

                27/፳፯ መጋቢት ስቕለት     ስጋኡ ናብ ሕብስቲ ደሙ ድማ ናብ ወይኒ ባሪኹን ለዊጡን ንደቂ መዛሙርቱ ክህቦም ከሎ ኣክሮስና ሰበይቲ ስምኦን ለምጻም ደርሆ ሰሪሓ መግቢ ኣቕረበትሉ። ጎይታ ዝተዛረቦ ከይተፈጸመ ስለ ዘይተርፍ ሕብስቲ ቆሪሱ ብጸብሒ ጠሚዑ ንይሁዳ ሃቦ፡ ሰይጣን ምስታ ሕብስቲ ተወሃሂዱ ልቢ ይሁዳ ብቕንኣት ከም ዝነድድ ገበሮ። ስጋኡን… Continue Reading