Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: April 21, 2016

መልሲ ንሕቶታትኩም

              በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!!  መልሲ ንሕቶታትኩም ዝኸበርኩም ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ሎሚ ውን ከምወትሩ ካብ ተኸታተልቲ መደባትና ዝቐረበት ሕቶ ንኩላትና ትጠቅም ኮይና ስለዝረኸብናያ ናባኹም ነብላ ኣለና እሞ ኣንቢብና ብምርዳእ ንዝሓቱና ምላሽ ክንህብ እግዚኣብሔር ይሓግዘና። ኣሜን!! ሕቶ፡ ገለ ሰባት ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ኢየሱስ ክርስቶስ ብስልጣን ማዕረ ኣቦ ከምዘይኮነ ክዛረቡ ይሰምዕ እየ። ስለዚ ኢየሱስ… Continue Reading