በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! 33 በዓላት ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ሕቶ፥ እተን ሠላሳን ሠለስተን በዓላት ኣዴና ቅድስት ማርያም እንተተብርሁልና። በልሲ፥ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ዓመት ዘለዋ ኩለን በዓላት ብድምር 33 እየን። ተኣምረ ማርያም ከም ዝሕብሮ ዕለት ፳፩(21) ወርሓዊ በዓል ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ። ኣብ ዓመት ዓሰርተ ክልተ ኣዋርሕ… Continue Reading