Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: July 5, 2016

፳፰/28 ሰነ ዕረፍቲ ጻድቕ አቡነ ክፍለ ሥላሴ ዘዛውል ወዘባንብቆ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ፳፰/28 ሰነ ዕረፍቲ ጻድቕ አቡነ ክፍለ ሥላሴ ዘዛውል ወዘባንብቆ ካብ ከርሢ ዛውል ዝወፅኡ ብርሃን ሃይማኖትን ዓምዲ ሥነ ምግባርን ዝኾኑ ብዕድመ ወዲ 28 ዓመት መንእሰይ፡ ብመንፈሳዊ ብስለት ግና ኣረጋዊ ዝኾኑ ኣቡነ ክፍለሥላሴ በረኸት ቅዱስ ታሪኾም ክንካፈል ፍቓድ እግዚአብሔር ይኹነልና። አቡነ ክፍለ ሥላሴ ካብ ኣቦኦም ተክለማርያም ወልደ ዘኬዎስን፡ ካብ ኣደኦም… Continue Reading

Uncategorized