Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: August 9, 2016

ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ 3ይ ፓትርያርክ ሃገር ኤርትራ ይቅረታ ሓቲቶም ተመሊሶም

በስመኣብ  ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!!        እቲ ንዓሰርተ ዓመታት ዝኣክል ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን  ኤርትራ  ዝይምርግጋእ ፈጢሩ ዝጸንሐ ናይ ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ 3ይ ፓትርያርክ ሃገር ኤርትራ ካብ ስልጣኖም ምውራድ፡ እንሆ ሎሚ ብከቢድ ጻዕሪ ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራን ጉባኤ ሊቃውንትን  መዕለቢ ረኺቡ፡  ኣቦና  ናይ ቅዱስ ኣምላኽና እግዚኣብሔር ቃል ኣብ ልቦም ብምዑቓር “ይቕረ ኢሉ… Continue Reading