ክሳዕ መዓስ ኢኻ ስንፍላል እትገብረና” ዮሓ፲፡፳፬ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ናይዚ ቃል እዚ ተዛረብቲ እቶም ብትዕቢትን ብትምክሕትን ልቦም መሊኡ ዝነበረ ኣይሁድን መራሕቶምን እዮም። ጎይታናን መድኃኒን ኢየሱስ ክርስቶስ ሓደ ካብቲ ኣብዚ ዓለም እዚ መጺኡ ዝገብሮ ዝነበረ ፡ንሰባት ብርሃን ዝኾነ ቃሉ ምምሃርን ምምጋብን እዩ። ዝሓዘኑ ብቓሉ ክጸናንዑ፡ተስፋ ዝቖረጹ ተስፍኦም… Continue Reading