Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: December 29, 2016

ጽቡቕ ዝገበረ ጽቡቕ ይረክብ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!! ሓንቲ ርግቢት ፡ ሓደ ጻጸ ናብ ፈልፋሊ ማይ ክወድቕ ረኣየት  እቲ ጻጸ ናብ ወሰናስን እቲ ሩባ ክወጽእ  ብሓይሊ ይቃለስ ብምንባሩ እታ ርግቢት ብኹነታቱ ሓዘነት’ሞ ናብ ጥቕኡ ሓንቲ ሓሰር ደርበየት። እቲ ጻጸ ከኣ፡ ልክዕ ከም ሓደ መርከቡ ተሰይራ ዝጠሓለትን ፡ ስባር  ኣካላ ሒዙ  ዝሕምብስ መርከበኛ፡ ነታ ሓሰር ኣትሪሩ ብምሓዝ… Continue Reading