Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: March 2017

ተራ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ቅድስት ቤተክርስቲያን

           “ ተራ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ  ቅድስት ቤተክርስቲያን”       ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ካብ ጥንቲ ጀሚራ ንክልቲኡ ጾታ፣ ንደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ብማዕረ እያ እትጥምቶም። ክልቲኦም ብማዕረ ብመልክዕን ብምስልን ኣምላኽ እዮም ተፈጢሮም። “ኣምላኽ ድማ ብመልክዑ ሰብ ፈጠረ። ብመልክዕ ኣምላኽ ፈጠሮ። ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ፈጠሮም።” /ዘፍ 1፡27/ ክልቲኦም ብማዕረ ወዲቖም፣ ክልቲኦም ድማ ብማዕረ… Continue Reading