Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: September 2017

ናብ ቤት እግዚኣብሔር ንኺድ ምስ በሉኒ ተሓጎስኩ (መዝ 122፡1)

                      ናብ ቤት እግዚኣብሔር ንኺድ ምስ በሉኒ ተሓጎስኩ (መዝ 122፡1)    ቤተክርስቲያን ማለት ናይ ክርስቲያን ቤት ማለት ኮይኑ፡ ትርጉሙ ንሰለስተ ነገራት የጠቓልል። 1, ኩሎም ኣወዳትን ኣወልድን ዓበይትን ንኣሽቱን ካብ ኩሉ ግብረ ስጋ ርሒቆም ጸሎት ዝገብሩሉን ናይ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅዱስ ስጋኡን ኩቡር ደሙን ዝቕበሉሉ ቅዱስ ቦታ ንህንጻ ቤተክርስቲያን የመልክት (ግሃ 20፡28, 1ጢሞ 3፡15, 1ነገ… Continue Reading

በዓቲ ሰማያዊ በረኸት

                        በዓቲ ሰማያዊ በረኸት      ኣእጋር ጎርዞ ዘይከም ቀደሙ ኣካይድኡ ክጽይቕ ዝተዓዘቡ  ወለዲ፣ቅድሚ ሰብ ኣኪባ ምሕራሳ፣ከብዳ ምስ ተነፍሔ ቅድሚ ምኽሳሳ ፣ዓውዓው ከይተባህለ ብኣግኡ ስለ ቆብ ዘብልዋ ካብ በትሪ  ዝኸፍእ ኣዒንቶም እና ወርወሩ እዮም ፣ “ዝኾነ ከይኮነ ካብ መን ኢኺ ?”ብምባል ዓቕላ ዘጽበቡላ ፣፣እዋእ ኣይውረድ ፣ኣደ  ብርካ እና ጠፍጠፈት “ዋይ…….ዋይ’’ ክትብል ፣ኣቦ እውን ርእሱ እና ሓዘ… Continue Reading