Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: November 2017

ምሥጢረ ቁርባን

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ምሥጢረ ቍርባን ‘ቍርባን’፦ ማለት መንፈሳዊ ኣምኃ፣ መሥዋዕት፣ መባእ . . . ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ዝቐርብን ዝወሃብን እዩ። ኣብ ዘመነ ብሉይ፡ ንእግዚአብሔር ዝቐርብ መሥዋዕቲ እንስሳን እኽልን ቍርባን ይብሃል ነበረ። (ዘሌ. 4፥1-35፤ 5፥1-19፤ 6፥1-30፤ 7፥1-15) ኣብ ሓዲስ ኪዳን ግና ቍርባን ዚበሃል ናይ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ሥጋን ደምን እዩ። (ማቴ. 26፥26፤… Continue Reading

ምሥጢረ ጥምቀት

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ሥጢረ ጥምቀት ጥምቀት፡- ኣጥመቀ ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ዝተረኽበ ክኸውን ከሎ ምጥላቕ፡ ምጥሓል፡ ኣብ ውሽጢ ማይ ብስመ ሥላሴ ምጥላቕ ማለት እዩ። ጥምቀት ናይ ሥላሴ ውልድነት ዝወሃበሉን ናይ ሓጢኣት ስርየት ዝርከበሉ ምሥጢር እዩ። ናይ ጥምቀት ኣድላይነት (ጥቕሚ) ፩ ብጥምቀት ንድሕን ማር 16፡16 ፪              ብጥምቀት ካብ መንፈስ ቅዱስ ዳግማይ… Continue Reading

ምስጢረ ስጋዌ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ምስጢረ  ስጋዌ   ናይ  ኣምላኽ ሰብ ምዃን  ምስጢር ማለት እዩ። ብዙሓት  እግዚኣብሔር ንኣዳምን ንሄዋን ከድሕን ንምንታይ ሰብ ክኸው ኣድለዮ፧ ዝብል ሕቶ ዘቕረቡ ኣለው። እግዚኣብሔር ንስጋ ተዋሒዱ ንሰይጣን ሲዒሩ  ንሰባት ነጻ ከውጽኦም ዘድለየ ምስጢር፡ ኣዳምን ሄዋንን ኣብ ገነት ብሓጎስ ብደስታ  እንዳ ነበሩ ከለው  ጸላኢና  ዲያብሎስ ቀኒኡ  ኣብ ተመን ተሰዊሩ… Continue Reading

ኣዕማደ ምሥጢር

                                     በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!             ኣዕማደ ምሥጢር መሠረታዊ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያንና ትምህርትን እምነትን ከምኡ’ውን ዓምዲ ሃይማኖትና እተን ኃሙሽተ ኣዕማደ ምሥጢራት’የን። እዚኣተን ከኣ፦ ምሥጢረ ሥላሴ፣ ምሥጢረ ሥጋዌ፣ ምሥጢረ… Continue Reading

“ኣብ ምድሪ ዕድሜኻ ምእንቲ ክነውሕ፣ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር”(ዘጸ፦20፣12)

ዓምደ  ህጻናት “ኣብ ምድሪ ዕድሜኻ ምእንቲ ክነውሕ፣ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር”(ዘጸ፦20፣12) እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብኣቦና ሙሴ ኣቢሉ ካብ ዝሃበና ትእዛዛት ሓደ ንሎሚ ክንርኢ ኢና። 4ይትእዛዝ፦“ኣብ ምድሪ ዕድሜኻ መታን ክነውሕ ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር” ብምባል ዝኣዘዘና ትእዛዝ ኢዩ። ወለድኻኣኽብር፦ወለድና ንዓና ወሊዶም  ምስ ወለዱና ድማ ብዙሕ ነገራት ብምውጻእ፣ንጽቡቕና እምበር ንሕማቕና ዘይሓስቡ ዘይምነዩ ኢዮም። ዋላ ዝጎድኣና ይኹን ኣይኹን ከይፈለጥና ሕማቕ ነገር ክንልምኖም… Continue Reading