Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: November 11, 2017

“ኣብ ምድሪ ዕድሜኻ ምእንቲ ክነውሕ፣ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር”(ዘጸ፦20፣12)

ዓምደ  ህጻናት “ኣብ ምድሪ ዕድሜኻ ምእንቲ ክነውሕ፣ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር”(ዘጸ፦20፣12) እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብኣቦና ሙሴ ኣቢሉ ካብ ዝሃበና ትእዛዛት ሓደ ንሎሚ ክንርኢ ኢና። 4ይትእዛዝ፦“ኣብ ምድሪ ዕድሜኻ መታን ክነውሕ ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር” ብምባል ዝኣዘዘና ትእዛዝ ኢዩ። ወለድኻኣኽብር፦ወለድና ንዓና ወሊዶም  ምስ ወለዱና ድማ ብዙሕ ነገራት ብምውጻእ፣ንጽቡቕና እምበር ንሕማቕና ዘይሓስቡ ዘይምነዩ ኢዮም። ዋላ ዝጎድኣና ይኹን ኣይኹን ከይፈለጥና ሕማቕ ነገር ክንልምኖም… Continue Reading