Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: November 28, 2017

ምሥጢረ ቁርባን

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ምሥጢረ ቍርባን ‘ቍርባን’፦ ማለት መንፈሳዊ ኣምኃ፣ መሥዋዕት፣ መባእ . . . ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ዝቐርብን ዝወሃብን እዩ። ኣብ ዘመነ ብሉይ፡ ንእግዚአብሔር ዝቐርብ መሥዋዕቲ እንስሳን እኽልን ቍርባን ይብሃል ነበረ። (ዘሌ. 4፥1-35፤ 5፥1-19፤ 6፥1-30፤ 7፥1-15) ኣብ ሓዲስ ኪዳን ግና ቍርባን ዚበሃል ናይ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ሥጋን ደምን እዩ። (ማቴ. 26፥26፤… Continue Reading

ምሥጢረ ጥምቀት

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ሥጢረ ጥምቀት ጥምቀት፡- ኣጥመቀ ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ዝተረኽበ ክኸውን ከሎ ምጥላቕ፡ ምጥሓል፡ ኣብ ውሽጢ ማይ ብስመ ሥላሴ ምጥላቕ ማለት እዩ። ጥምቀት ናይ ሥላሴ ውልድነት ዝወሃበሉን ናይ ሓጢኣት ስርየት ዝርከበሉ ምሥጢር እዩ። ናይ ጥምቀት ኣድላይነት (ጥቕሚ) ፩ ብጥምቀት ንድሕን ማር 16፡16 ፪              ብጥምቀት ካብ መንፈስ ቅዱስ ዳግማይ… Continue Reading

ምስጢረ ስጋዌ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ምስጢረ  ስጋዌ   ናይ  ኣምላኽ ሰብ ምዃን  ምስጢር ማለት እዩ። ብዙሓት  እግዚኣብሔር ንኣዳምን ንሄዋን ከድሕን ንምንታይ ሰብ ክኸው ኣድለዮ፧ ዝብል ሕቶ ዘቕረቡ ኣለው። እግዚኣብሔር ንስጋ ተዋሒዱ ንሰይጣን ሲዒሩ  ንሰባት ነጻ ከውጽኦም ዘድለየ ምስጢር፡ ኣዳምን ሄዋንን ኣብ ገነት ብሓጎስ ብደስታ  እንዳ ነበሩ ከለው  ጸላኢና  ዲያብሎስ ቀኒኡ  ኣብ ተመን ተሰዊሩ… Continue Reading