Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: December 2017

ምሥጢረ ትንሣኤ ሙታን

ምሥጢረ ትንሣኤ ሙታን ትንሳኤ ሙታን፦ ነፍስን ሥጋን ተፈላልዮም ድሕሪ ምንባሮም: ዳግማይ ተዋሂዶም ድሕሪ ሞት: ብነፍስን ብሥጋን ሕይወት ምርካብ ማለት እዩ። ናይ ትንሳኤ ኣመሰራርታ ልዑለ ባህርይ ፈጣሪና ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣልኣዛርን ጓል ኢያኢሮስን ካብ ሞት ድሕሪ ምትንስኡ ሰለስተ መዓልትን ሰለስተ ለይትን ኣብ ከርሰ መቓብር ሓዲሩ መቓብር ክፈቱለይ መግነዝ ፍትሑለይ ከይበለ ካብ ሙታን ቀዲሙ ተንሲኡ። ብትንሳኤኡ ትንሳኤና ገሊጹልና… Continue Reading

ባእታ ማርያም

ባእታ ማርያም ባእታ ማርያም ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ናብ ቤት መቕደስ ዝኣተወትሉ ዕለት እዩ። “ጓለይ ናብቲ ዝብለኪ ስምዒ ርኣዪ እውን እዝንኺ ከኣ ጽለዊ ህዝብኽን ቤት ኣቦኽን ረስዒ ንጉስ(ክርስቶስ)ንውህበትኪ ፈትዩ ኢዩ እሞ”(መዝ፵፭፡፲/45፡10)ብምባል ነቢይ ዳዊት ኣቐድም ኣቢሉ ኣብ ዘመሓላለፎ ቃል ትንቢት መሰረት ኣብ ሰለስተ ዓመታ ካብ ቤተሰባ ዝትፈልየት  ወላዲት ኣምላኽ ናይ ቤተ መቕደስ ናብርኣ ካብ… Continue Reading