Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: January 2018

ካብ ምዉት ኣንበሳ ህያው ከልቢ ይሓይሽ

ካብ ምዉት ኣንበሳ ህያው ከልቢ ይሓይሽ በስመኣብወወልድወመንፈስቅዱስኣሃዱኣምላክኣሜን “ካብ ምዉት ኣንበሳ ህያው ከልቢ ይሓይሽ እዩ’ሞ፣እቲ ምስ ኩሎም ህያዋን ዝተሓባበር ተስፋ ኣለዎ፣ህያዋን’ሲ ከም ዝሞቱ ይፈልጡ ኢዮም።ምዉታት ግና ገለ እኳ ኣይፈልጡን፣መዘከርታኦም ተረሲዑ ኢዩ’ሞ ድሕርዚ ከቶ ረብሓ የብሎምን።”(መክ 9፣4-6)ነዚ ጥቕሲ ትርጉሙን ምስጢሩን መልእኽቱን ንምርዳእ ከም ፍቓድ እግዚኣብሔር ሓደ ብሓደ ነዘን ቃላት ከፋፊልና ክንምልከት ኢና። ምኽንያቱ ኣብዚ ዘመንና ነዚ ጥቕሲ… Continue Reading

Uncategorized