Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: February 2018

ትውፊት

በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ትውፊት      ትውፊት ማለት ኣወፈየ፡ ተወፈየ ካብ ዝብል ግሲ ዝወጸ ኮይኑ ኣቐበለ ሃበ፡ ኣውረሰ፡ ኣመሓላለፈ ዝብል ትርጉም ኣለዎ። እዚ ድማ ኩሉ እቲ ብሰንሰለታዊ ምርኽኻብ ካብ ኣዳም ጀሚሩ ኣቦው፡ ነቢያት፡ ሓዋርያት ብቃል ኮነ ብጽሑፍ ናባና ዝበጽሐ ኮይኑ፡ ካባና ውን ንዝመጽእ ወለዶ ዝሰጋገር ብዘይካ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝሓደጉልና ጽሑፋት፡… Continue Reading