Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Monthly Archives: March 2018

ስለምንታይ ቅዱሳት ኣሳእል ንጥቀም፧

ሕቶ፡ “እግዚኣብሔር ንሙሴ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ካብ ዘለዉ ምስልን ስእልን ዘበለ ንዓካ ኣይትግበር ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ ኣነ እግዚኣብሔር ኣምላኽ እየ።” ዘጽ 20፡4-6 ከም ዝብለና በንጻሩ ግን ኦርቶዶክሳውያን ስእልን ምስልን እትጥቀሙ? ስለምንታይ? መልሲ፦ ስእሊ ማለት መልክዕ፡ንድፊ፡ቀለማዊ ቅርጺ፡ዝብል ትርጉም ዝሓዘ ኢዩ። ስእሊ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ብኣህዛብ ንኣምልኾ ይጥቀምሉ ከምዝነበሩ… Continue Reading

ምጽዋት፡ ዕሽር ቦኽራት

ምጽዋት ምጽዋት ካብ ናይ መንፈስ ፍርያት ሓደ እዩ። ናይ ሰማይ ኣቦኹም ርህሩህ እዩ እሞ ንስኻትኩም ድማ ርህሩሃት ኩኑ ከም ዝተባህለ እዩ፡ ምጽዋት ድማ ሰብ ካብ ድኻሙ ካብ ስርሑን ፡ ንግዱን ዝረኽቦ እግዚኣብሔር ባሪኹ ንዝሃቦ ንዝተሸገሩን ንዝተጸገሙን ብናይ ልብኻ ርህራሄ ዝወሃብ እዩ። ‘’ ኣቦኹም መንግስቱ ክህበኩም ፈትዩ ኣሎ እሞ ኣይትፍርሁ ጥሪትኩም ሸጥኩም ምጽዋት ሃቡ’’ ሊቃ 12፡32። ምጽዋት… Continue Reading

ሓጺር ታሪኽ ገድሊ ናይ ገዳም ሰማዕት ደምበላስ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!! ሓጺር ታሪኽ ገድሊ ናይ ገዳም ሰማዕት ደምበላስ      ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብጥንታውነቶምን ታሪኾምን ቅድስናኦምን ዝፍለጡ ብዙኃት ገዳማት ኣለዉ። ሓደ ካብኣቶም ከኣ ገዳም ሰማዕት ደምበላስ እዩ። ኣብዚ እዋን እዚ  እቲ ገዳም ምሉእ ብምሉእ ዓንዩ ንብዙሓት ዓይነት ሕማማት ዝፍውስ ጸበል ጥራይ ዝርከቦ ቅዱስ ቦታ ኮይኑ ተሪፉ ኣሎ።    እዚ ገዳም… Continue Reading

(ዮሓ 14፡28) “ኣቦይ ካባይ ይዓቢ እዩ” ዝብል ቃል ኣሎ እዚ ከመይ እዩ?

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!!    ዝኸበርኩም ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና  እንቋዕ  ናብ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ናብ ቤተመቕደስ ዝኣተወትሉ ወርሓዊ ብዓል (ባእታ ማርያም) ኣብጽሓና እንበልና ሎሚ’ውን ከም ወትሩ ካብ ተኻተትልትና ንዝመጸና ሕቶታት ከምፍቓድ ኣምላኽ ክንምልስ ኢና ኣምልኽ ምስጢሩን ጥበቡን ንቅዱሳኑ ዝገለጸ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለጸልና      ሕቶ፡–  ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኣብ (ዮሓ… Continue Reading

“ንሰብ ዘርክሶ ካብ ኣፍ ዝወጽእ እምበር ናብ ኣፍ ዝኣቱ ኣየርክሶን እዩ”ማቴ15፡11 ማለት፥

መልሲ ንሕቶታኩም. በሰመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ሕቶ፥ ዝኸበርኩም ማሕበረ ማሪያም ኣነ ሓውኹም እዛ እትስዕብ ሕቶ ኣላትኒ እሞ ከም ፍቃድ ኣምላክ ክትምልሱለይ ብትሕትና ይሓትት።ምስ እናይ ይቕረታ፡ “ንሰብ ዘርክሶ ካብ ኣፍ ዝወጽእ እምበር ናብ ኣፍ ዝኣቱ ኣየርክሶን እዩ”ማቴ15፡11 እዚ ዝተዛረበ ባዕሉ ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ፡ስለዚ ባዕሉ ዝተዛረቦ ስለ ዝኾነስ ብምብላዕና ወይ ድማ ስለዘይጾምና ሓጢኣት… Continue Reading