Eritrean Orthodox Tewahdo Church Saviour of the world and Mahbere Mariam Israel

Daily Archives: March 15, 2018

ምጽዋት፡ ዕሽር ቦኽራት

ምጽዋት ምጽዋት ካብ ናይ መንፈስ ፍርያት ሓደ እዩ። ናይ ሰማይ ኣቦኹም ርህሩህ እዩ እሞ ንስኻትኩም ድማ ርህሩሃት ኩኑ ከም ዝተባህለ እዩ፡ ምጽዋት ድማ ሰብ ካብ ድኻሙ ካብ ስርሑን ፡ ንግዱን ዝረኽቦ እግዚኣብሔር ባሪኹ ንዝሃቦ ንዝተሸገሩን ንዝተጸገሙን ብናይ ልብኻ ርህራሄ ዝወሃብ እዩ። ‘’ ኣቦኹም መንግስቱ ክህበኩም ፈትዩ ኣሎ እሞ ኣይትፍርሁ ጥሪትኩም ሸጥኩም ምጽዋት ሃቡ’’ ሊቃ 12፡32። ምጽዋት… Continue Reading